ቤት ፅሕፈትና ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ ነቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት እናሃባ ዝርከቡ ናይ በርን ካልኦትን ቁልፍታትን እንትበላሸዉ ዝፅግነልና በዓል ሙያ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ዓመታዊ ዉዕሊ ክኣስር ስለ ዝደለየ ሕጋዉያን መቅረብቲ ክትወዳደሩ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 10, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 10, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ነሓሰ 8, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎን ናየ ዘመኑ ዘሐደሰን
2 ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለይ ቑፅሪ ቲን ናምበር
3 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ዘለዎ
4 ናይ ቫት ቲኦቲ ተመዝጋቢ ተኮይኑ ኣብ ዝመልኦ ዋጋ ምስ ቫቱ ሓዊሱ ክመልእ ኣለዎ
5 ፕሮፎርማ ጨረታ ክፍቲ ኮይኑ ዝፀንሓሉ ካብ ዕለት 08/12/2011 ዓ/ም ክሳብ 10/12/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ኮይኑ ዕለት 10/12/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ብዘለዎ ይክፈት
6 ናይ ጨረታ ሰነድ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 28 መፂካ ምዉሳድ ይካኣል