ንኮምሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ኣቅሓ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 11, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 11, 2011 9:02 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ነሓሰ 8, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

ተ.ቁ

ዓይነት ንብረት

መፍለዩ

መለክዒ

በዝሒ

1

ስታርተር ሞተር

ሳምፕል ኣብ ቢሮ ስለ ዘሎ መፂኢኩም ረአዩ

ብሴት

01

2

ቦልደን ባትሪ

70 ኣምፒር

ብቁፅሪ

01

      ሞዴል መኪና 3L 106

1

ከለች ከቨር

31210-35101

ብቁፅሪ

01

2

ከለች ዲስክ

31250-35221

ብቁፅሪ

01

3

ፎርክ

31204-35050

ብቁፅሪ

01

4

ሪሊዝ ቤሪንግ

31230-35061

ብቁፅሪ

01

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎምን ናይ ዓመት ግብሪ ዝከፈሉን መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉን

2 ናይ መቅረባይነት ግልጋሎት ወሃባይነት ዝተሓደሰ ፍቃድ ከቅርቡ ዝኽእሉ

3 ናይ ግብሪ ከፋሊ ምዝገባ ሰርቲፊኬት ቲን ፍቃድ ከቅቡ ዝክእሉ

4 ተወዳደርቲ ኣብ ዝመልእዎ ዕሹግ ፖስታ ማህተም ፣ ፌርማ ሙሉእ ኣ/ሻ ምስ ዝገልፁ

5 ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ፕሮፎርማ ካብ 07/12/2011ዓ/ም ክሳብ ዕለት 10/12/2011ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ቀትሪ ኣብ ዘሎ ግዜ ምቕራብ ይካኣል

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብቁ/ስ 03 44 40 65 77 ደዊልኩም ክትሓቱ ትክእሉ ምካኑ ንገልፅ

ጨረታ መደብ

s