ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መካይን ጎማን ኣቁሑትን ካብ ሕጋዊያን ትካላት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 24, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 25, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሶኒ ነሓሰ 6, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 6,000.00
bidding: search status closed
1 ጨ.ቑ.ቢ.ር.ህ.ክ.ት/ኣቅ -01/2011 ናይ መኪና ጎማ
2 ጨ.ቑ. ቢ.ር.ህ.ክ.ት/ኣቅ -02/2011 ናይ ኣቑሑት መኪና ስፔር
መኸበሪ ጨረታ ንሕድሕዶም ብር 6000.00 /ሽድሽተ ሽሕ/ ብጥረ ገንዘብ ወይ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ከትሐዙ ዝክእሉ
1 ናይ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ፣ቫት ተመዝገብቲን ናይ መወዳእታ ወርሒ ቫት ሪፖርት ፣መፍለይ ቁፅሪ ቲን ናምበርኣብ ዝርዝር መቕረባይነትዝተመዝገቡ ምኻኖም መረዳእታ/መቅረባይነት/ ከቅርቡ ዝክእሉን ኣብ ሰነድ ጨረታ ብዝተቀመጠ ዝርዝር መዐቀኒታት ዘማልኡ
2 ጨረታ ሰነድ ካብ ቢሮ ርክብ ህዝቢ ክልል ትግራይ ደጋፊ ኸይዲ ስራሕ ዕደጋ፣ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረት ቢሮ ቁፅሪ 22 ካብ ዕለት 06/12/2011 ዓ/ም ክሳብ 24/12/2011ዓም ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ ጊዜ መፀኪም ዘይምለስ 50.00 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይካኣል
3 ዕለት 24/12/2011 ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት 9፡00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
4 ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ አዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ - 0344-40-93-43 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል