ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ሎሚ ዘበን ንዝኽበር በዓል ኣሸንዳ 2011 ዓ/ም ምክንያት ብምግባር ነቲ በዓል ዘዳምቁ ስቴጅ መደረኽ ላይት መብራህቲ ፣ ሳዉንድ ሲስተም ፣ ርችት፣ ዱንካናት ኣናእሽተይ ስቴጃት ፣ ወናብር፣ ምንፃፍ ፣ ፋዉንቴን ፡ተፈጥራኣዊ ዕምበባ ካልኦት ንምክራይ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 10, 2011 10:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 10, 2011 10:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ነሓሰ 2, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

እዞም ንብረታት ንምክራይ ዕለት 19/11/2011 ቁፅሪ 204/24 ምልክታ ጨረታ ኣዉፅኢና ተለጢፍልና ከም ዝነበረ ይዝከር

ብምካኑ አቲ ጨረታ ዕለት 19/11/2011 ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 09/12/2011 ሰዓት  11፡00 ናይ ድሕሪ ሰዓት ተዓፅዪ ዕለት 10/12/2011 ሰዓት 4፡ 00 ይክፈት ዝብል ዝነበረ ዕለት 09/12/2011 ሰዓት 10፡00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት 09/12/2012 ሰዓት 10፡30 ብዝብል ዝተስተኻኸለ ምካ እናሓበርና ምስ እዚይ ተታሓሒዙ ብዘሎ ምልክታ ጨረታ ንክቅየረልና ብትሕትና ንሓትት  

ጨረታ መደብ

s