ኣብ ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ንናይ ቤት ፅሕፈት ጉ/መ/ስ/ከ/ቀ/ወያነ ናይ ስፖርት ኣቅሑት ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 4, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 4, 2011 9:10 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ነሓሰ 1, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
ተ.ቁ | ዓይነት ንብረት | ዝርዝር መግለፂ | መዐቀኒ | በዝሒ |
1 | ዳርት 1ይ ደረጃ | ብሳምፕል | ብቁፅሪ | 10 |
2 | ቼዝ 1ይ ደረጃ | ብጣዉላ ዓብዩ | 04 |
1 ዝተሓደሰ ናይ 2011ዓ/ም ንግዲ ፍቓድ ፣ መቕረባይነት ሰርተፊኬት ከምኡ እዉን ቲን /ቲን ናምበር/ ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ምስቲ ፕሮፎርማ ብፖስታ ተዓሺጉ ክቀርብ ኣለዎ
2 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈሉን ንግዲ ፈቃድ ዘሐደሱን መቕረባይነት ቲን ቁፅርን መረዳእታ ከቕቡ ኣለዎም
3 ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 01/12/2011ዓ/ም ክሳብ 03/12/2011ዓ/ም ኣብ ዘሎ ግዜ ምቅራብ ዝክእል ኮይኑ ሰዓት 9፡00 ተዓፅዩ በቲ ተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 9፡10 ይክፈት
4 ናይዚ ፕሮፎርማ ፎርሚ ካብ ክ/ከ ቐ/ወያነ ቤት ፅ/ት ትልምን ፋይናንስን ከባ ጁቡሩክ ቀ/ወያነ ቤት ፅሕፈት ፖሊስ ከባ ዉርድ ኢልካ ኣብ ዝርከብ ህንፃ 1ይ ደብሪ ቢሮ ቑፅሪ 14 እናመፃኩም ምዉሳድን ንኡ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቕ ምእታዉ ዝካኣል ይከዉን
ተወሳኪ ሓበሬታ ብቁ/ስ 03 442 40 51 23 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል