ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ኮሮም ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ምምሕዳራ ንብርትን ንናይ 2012 በጀት ዓመት ኣብቲ ከተማ ንዝርከባ ቤት ፅሕፈታት ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ሲዒቦም ዝተዘርዘሩ ኣቁሑ ጨረታ ከዕድግ ይደሊ 1 መሳርሒ ቤት ፅሕፈት 2 ኤሌክትሮኒክስ 3 ሕትመት 4 ኣቁሑት ፅሬት 5 መለዋዋጢ ኣቁሑ መኪና 6 ዕጥቂ ስፖርት 7 ኣቁሑት ቢሮ 8 ፅገና ጋራጅ መኪና
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 17, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 17, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ሓምለ 30, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 በዚ ዘፈር ሕጋዊ ንግድ ፍቃድ ዘለኩም ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
2 ናይቲ ጨረታ ዝርዝር ሰነድ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ኮሮም ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ምምሕዳር ንብርትን ዘይምለስ 100 /ሚኢቲ ቅርሺ ብምክፋል/
3 ካብ 30/11/2011 ዓ/ም ክሳብ 16/12/2011ዓ/ም ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ክሳብ ሰዓት 11፡30 ምዉሳድ ይካኣል
4 ሰነድ ጨረታ 17/12/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ተዓፅዩ ኣብ ተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 3፡30 ይክፈት
5 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓወ እዩ