ንቤት ፅሕፈት ከ/መቀለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ስፔር ግዝኢት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንገዝእ ስለዝደለና ንክትወዳደሩ ንዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 26, 2011 11:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 26, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ሓምለ 24, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
ተ.ቁ | ዓይነት ንብረት | ዝርዝር መፍለይ | መለክዒ | በዝሒ | ሓደ ዋጋ | ጠ/ዋጋ | ሞዴል | ቤት ፅሕፈት |
1. | Window assy L.H | TY 62720-60C80 | Pes | 01 | ፓራዶ | ምምሕዳር | ||
2. | Glass sub- assy.RR. R.h | TY68103-30380 | Pes | 01 | ፓራዶ | ምምሕዳር | ||
3. | Glass ,RR DOOR R.H | TY 68123-60340 | Pes | 01 | ፓራዶ | ምምሕዳር |
- 1. ኣብ ፕሮፎርማ ሰነድን ፖስታን ማህተም ዘለዎ
- 2. ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ካብ ዕለት 23/11/2011 ክሳብ ዕለት 25/11/2011 ዓ/ም ሰዓት 11፡00
- 3. ተወዳደርቲ ናይ መቐረባይ ዝርዝር ዝተመዝገበሉ ቲን ቁፅሪ መረዳአታ ከቅርቡ ኣለዎም
- 4. ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈሉ ዕለት 26/11/2011 ዓ/ም ናይ ንጉሆ ሰዓት 3፡00
- 5. ኣድራሻና ጥቃ እንዳ ማርያም ቤተ ክርስትያን ሓዱሽ ህንፃ ኦፕሬሽን ኣግኣዚ 1ይ ደብሪ ቁፅሪ 034
- 6. ንተወሳኪ ሓበሬታበ ብስልኪ ቁፅሪ 0342408757 ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ይካኣል