ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ ቀፂሉ ዝተዘርዘረ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑ ብፕሮፎርማ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 23, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 23, 2011 3:31 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ሓምለ 19, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
ተቁ | ዓይነት ኣቅሓ | ስፔስፊኬሽን | መዓቀኒ | በዝሒ | ናይ ሐደ ዋጋ |
1 | ጎማ ብርጅስቶን ምስ ካላማደሪያ | 265/65/R17 | ቁፅሪ | 05 |
1 በዚ መሰረት ዝምልክተኩም ናይ ንግዲ ትካላት ናይ ሐደ ዋጋ መቅረቢኩም ክሳብ ዕለት 23 /11/2011 ዓም ሰዓት 3:30 ኣብዘሎ ግዜ ዉሽጢ ናብ ቢሮና ንኡስ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ቢሮ ቁፅሪ 12 ክተቅርቡ ብክብሪ ንዕድም
2 እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 23/ 11/2011 ዓም ሰዓት 3:30 ይክፈት
ብስልኪ ቁፅሪ 0344404346 0344403663