ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓብዮ ዓዲ ብፕሮፎርማ ናይ ቶዮታ መኪና አቅሓ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 22, 2011 5:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 23, 2011 10:20 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ሓምለ 18, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
ተቁ | ዓይነት ንብረት | መፍለዮ | መለክዒ | በዝሒ |
1 | ኣዲስ ጎማ | ሳምፕል ኣብ ቢሮ አሎ መፂኢኩም ርአዮ | ብቁፅሪ | 5 |
2 | ካላማዳርያ ሓፅር ቮልቮላ | 70 ኣምፒር | ብቁፅሪ | 10 |
እዚ ፕሮፎርማ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ካብ ዕለት 17/11/2011 ዓም ክሳብ 22/ 11/ 2011 ሰዓት 5:00 ምቅራብ ይከኣል
መረከቢ ሰዓት 5:30
መክፈቲ ዕለት 22/ 11 /2011 ዓም ሰዓት 10:20
ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344461121