ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ኣብ 2011 በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ናይ ሕትመት ስራሕን ባነርን ከስርሕ ከምኡ እዉን ናይ ክልልን ፌደራልን ባንዴራ ብብርኪ ክልል ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 17, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 18, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ሓምለ 16, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 በቲ ዘርፊ ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዋንኡን ሐደ ኮፒን ከቅርበ ዝክእል
2 መወዳደሪ ሰነድ ካብ ቢሮ ፍተሒ ክልል ትግራይ ዳይሬክቶሪት ዕደጋን ምም/ርን ንብረትን ቢሮ ቁፅሪ 317 ብምቅራብ ካብ ዕለት 15/11/2011 ዓም ክሳብ 17/11/2011 ዓም ክወስድ ይክእለ
3 እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 17/11/2011 ዓም ልክዕ ሰዓት 8:30 ድሰዓት ተዓፅዩ በቲ ዕለት ንሱ 9:00 ድሰዓት ኣብ ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ቢሮ ቁፅሪ 317 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት
ንዝበለፀ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344408714