ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ ቀፂሉ ዝተዘርዘረ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 16, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 16, 2011 3:31 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ሓምለ 13, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
ተቁ | ዓይነት ኣቅሓ | ሰፐስፊኬሽን | መዓቀኒ | በዝሒ | ናይ ሐደ ዋጋ |
ጎማ ብርጅስቶን ምስ ካላማደሪያ | 265 /65 /R17 | ቁፅሪ |
1 በዚ መሰረት ዝምልክተኩም ናይ ንግዲ ትከላት ናይ ሐደ ዋጋ መቅረቢኩም ፕሮፎርማ ክሳብ 16/11/2011 ዓም ሰዓት 3:30 ኣብ ዘሎ ግዜ ናብ ቢሮና ንኡስ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ቢሮ ቁፅሪ ክተቅርቡ ብክብሪ ንዕድም
2 እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 16/11/2011 ዓም ሰዓት 3:30 ይክፈት
ንዝበለፀ ሐበሬታ ብስልኪ ቁጽሪ 0344 40 43 46 / 0344403663