ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 6, 2011 11:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 8, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ሓምለ 3, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ

ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ፣ ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ ዘለኩም፣ ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ፣ መለለይ ቁፅሪ ክትቅርቡ ትክእሉ፤

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 03/11/2011ዓ/ም ክሳብ 05/11/2011ዓ/ም ሰዓት 11፡00 ክተቅርቡ ትክእሉ፤

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 08/11/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-404715 ምድዋል ይከኣል፡፡

ጨረታ መደብ