ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ዝተፈላለዩ ፈርኒቸራት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 5, 2011 8:45 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 6, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ሓምለ 3, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ፣ ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ ዘለኩም፣ ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ፣ መለለይ ቁፅሪ ክትቅርቡ ትክእሉ፤

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 02/11/2011ዓ/ም ክሳብ 05/11/2011ዓ/ም ሰዓት 8፡45 ክተቅርቡ ትክእሉ፤

                             2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 05/11/2011ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ይክፈት፡፡

                                      ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-403477/408299 ምድዋል ይከኣል፡፡

ጨረታ መደብ

s