ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 5, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 5, 2011 8:31 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ሓምለ 3, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
ተ.ቁ | ዓይነት ኣቅሓ | ስፔስፊኬሽን | መዐቀኒ | በዝሒ |
1 | ጎማ ብርጅስቶን ምስ ካላማዳርኡ | 265/65/R17 | ቁፅሪ | 05 |
2 | ኦሞርዛተር ናይ ቅድሚት | ሞዴል Y 61 Nissan | ቁፅሪ | 02 |
3 | ኦሞርዛተር ናይ ድሕሪት | ሞዴል Y 61 Nissan | ቁፅሪ | 02 |
- ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ፣ ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ ዘለኩም፣ ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ፣ መለለይ ቁፅሪ ክትቅርቡ ትክእሉ፤
1 እዚ ፕሮፎርማ ክሳብ 05/11/2011ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ክተቅርቡ ትክእሉ፤
2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 05/11/2011ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ይክፈት፡፡
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-403663 ምድዋል ይከኣል፡፡