ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ዳ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ርን ንቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ሕትመት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 5, 2011 11:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 5, 2011 2:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ሓምለ 2, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ፣ ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ ዘለኩም፣ ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ፣ መለለይ ቁፅሪ ክትቅርቡ ትክእሉ፤
1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 01/11/2011ዓ/ም ክሳብ 03/11/2011ዓ/ም ክተቅርቡ ትክእሉ፤
2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 04/11/2011ዓ/ም ሰዓት 2፡30 ይክፈት፡፡
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-406451 ምድዋል ይከኣል፡፡