ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ኣብ ቢሮ ዝርከቡ ዝ/ዩ ዘገልገሉ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 28, 2011 11:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 28, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ሰነ 19, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
  • - ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ፣ ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ ዘለኩም፣ ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ፣ መለለይ ቁፅሪ ክትቅርቡ ትክእሉ፤

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 25/10/2011ዓ/ም ክሳብ 27/10/2011ዓ/ም ሰዓት 11፡00 ድ/ቀትሪ ክተቅርቡ ትክእሉ፤

                                         2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 28/10/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ይክፈት፡፡

                                                      ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-400177 ምድዋል ይከኣል፡

ጨረታ መደብ

s