ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ መኪና ክራይ ግልጋሎት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክረክብ ይደሊ፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 25, 2011 11:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 25, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ሰነ 21, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
- - ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ፣ ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ ዘለኩም፣ ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ፣ መለለይ ቁፅሪ ክትቅርቡ ትክእሉ፤
1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 20/10/2011ዓ/ም ክሳብ 24/10/2011ዓ/ም ሰዓት 11፡00 ድ/ቀትሪ ክተቅርቡ ትክእሉ፤
2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 25/10/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ይክፈት፡፡
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-404715 ምድዋል ይከኣል፡፡