ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ኣብ 201 በጀት ዓመት ዝ/ዩ ኣቅሑት ናይ መዛግብቲ ፋይል መደርደሪ ተንሸራታቲ ብብርኪ ክልል ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 17, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 17, 2011 8:31 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ሰነ 15, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
  • - ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ፣ ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ ዘለኩም፣ ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ፣ መለለይ ቁፅሪ  ክትቅርቡ ትክእሉ፤

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 13/10/2011ዓ/ም ክሳብ 17/10/2011ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ቅ/ቀትሪ ፡ክተቅርቡ ትክእሉ፤

                             2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 17/10/2011ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ይክፈት፡፡   

                                            ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-408714 ምድዋል ይከኣል፡፡

ጨረታ መደብ

s