ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ፅ/ፅባቀን ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ህንፃ መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 18, 2011 11:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 18, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ሰነ 14, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1ይ ደረጃ ናይ በሪ ማዕፆ ,በዝሒ: 40

ናይ ጠረዼዛ ድረወር መፍትሕ ክልተ ግዘ ተቆላፊ, በዝሒ:30

1 እዚ ፕሮፎርማ ክሳብ 17/10/2011ዓ/ም ሰዓት 11፡00 ድ/ቀትሪ ይዕፆ

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 18/10/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-408737/408501 ምድዋል ይከኣል፡፡

ጨረታ መደብ

s