ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ትግራይ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 15, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 15, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ሰነ 13, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
  • - ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ፣ ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ ዘለኩም፣ ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ፣ መለለይ ቁፅሪ ክትቅርቡ ትክእሉ፤

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 12/10/2011ዓ/ም ክሳብ 15/10/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ድ/ቀትሪ ክተቅርቡ ትክእሉ፤

                                2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 15/10/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ይክፈት፡፡

                                          ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-417669 ምድዋል ይከኣል፡፡

ጨረታ መደብ