ቤት ፅ/ትና ግልጋሎት ማይን ፈሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ቤት ፅ/ትና ኤሌክትሮ መካኒካል ስፔር ክዕድግ ስለዝደለየ ንክትጫረቱ ንክትወዳደሩ ንዕድም፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 25, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 25, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ሰነ 12, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈለን ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ፣ ናይ መቅረባይነት መፍለይ ቁፅሪ ቲን ፣ ቫት ተመዝጋቢ ዝኮነ፣ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት መረጋገፂ ዘቅርብ፤
2 ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈትና ዕደጋ ክፍሊ ቢሮ ቁፅሪ ካብ ዕለት 11/10/2011ዓ/ም ክሳብ 25/10/2011ዓ/ም ዘይምለስ 50.00 ብር ብምክፋል ምውሳድ ይክእሉ፤
3 ጨረታ ዝወፀሉ ዕለት 25/10/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ኮይኑ በዚ ዕለት ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት፡፡
4 ቤት ፅሕፈትና እቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡
ኣድራሻና- ግልጋሎት ቀረብ ማይ ከተማ መቐለ 03 ቀበሌ ዞባ ምም/ር ብድሕሪኡ
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-407335 ብምድዋል ምርካብ ይከኣል፡፡