ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሳዕስዕ ፃዕዳ እምባ ብናይ ሴፍቲኔት በጀት ንግልጋሎት ዝውዕሉ ናውቲ ኢንዳስትሪያል ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 1, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 1, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ጉንበት 29, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

 ሲሚንቶ 400 ኩንታል፣ ቴንዲኖ ቁፅሪ 60 ፣ ቆርቆሮ በዓል 32 ጌጅ 4.5 ኪግ ዝምዘን G-32 ቁፅሪ 294

            1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 28/09/2011ዓ/ም ክሳብ 01/10/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡00

                         2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 01/10/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0902-020019 /0919-429847/ 0983-120410 ምድዋል ይከኣል፡፡

ጨረታ መደብ