ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ኤጀንሲ ፕሮሞሽን ዕደጋ ምህርቲ ሕርሻ ክልል ትግራይ 3ተ ላፕቶፕ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 29, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 30, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ጉንበት 28, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

                1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 26/09/2011ዓ/ም ክሳብ 29/09/2011ዓ/ም ሰዓት 8፡30                                                   2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 29/09/2011ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-405030 ምድዋል ይከኣል፡

ጨረታ መደብ

s