ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ቀዳማይ ወያነ ንናይ ቤት ፅሕፈት ጥዕና ከ/ከ/ቀ/ወያነ ዓይነት መኪና ቶዮታ 4-00654 ናይ መኪና ኣቅሓ /ስፔር/ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 29, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 29, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ጉንበት 28, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 26/09/2011ዓ/ም ክሳብ 29/09/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡00
2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 29/09/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ይክፈት፡፡
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0910-141095/0937-023598 ምድዋል ይከኣል፡