ቢሮ ሰራሕተኛ ማሕበራዊ ጉዳይን ክልል ትግራይ ናይ ቢሮ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 27, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 27, 2011 9:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ጉንበት 23, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 22/09/2011ዓ/ም ክሳብ 26/09/2011ዓ/ም ሰዓት 9፡00
2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 26/08/2011ዓ/ም ሰዓት 9፡30 ይክፈት፡
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-410158/0344-417637 ምድዋል ይከኣል፤