ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይን ክልል ትግራይ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 23, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 23, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ጉንበት 22, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 21/09/2011ዓ/ም ክሳብ 23/09/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡00
2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 23/08/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ይክፈት፡
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-417637 ምድዋል ይከኣል፤