ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ካብ CRGE ንዳ/ዳ/ም/ሃፍቲ ወፃኢ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣዋዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 13, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 13, 2011 9:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ጉንበት 10, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 09/09/2011ዓ/ም ክሳብ 12/09/2011ዓ/ም ሰዓት 9፡00
2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 12/09/2011ዓ/ም ሰዓት 9፡30 ይክፈት፡፡
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-415291 ምድዋል ይከኣል፡፡