ኤጀንሲ ፕሮሞሽን ዕደጋ ምህርቲ ሕርሻ ክልል ትግራይ 3ተ ላፕቶፕ ብፕሮፎርማ ኣወዳደርና ክዕድግ ንደሊ፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 14, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 15, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሶኒ ጉንበት 5, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 05/09/2011ዓ/ም ክሳብ 14/09/2011ዓ/ም ሰዓት 8፡30

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 14/09/2011ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-405030 ምድዋል ይከኣል

ጨረታ መደብ

s