ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዕዝያን ወረዳ እንደርታ ንዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ናይ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዕዝያን ወረዳ እንደርታ አገልግሎት ዝዉዕሉ ዶዘር ክራይ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክካረ ይደሊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ክተወዳደሩ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 14, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 14, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሶኒ ጉንበት 5, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
ዓይነት ንብረት ኤል ኤን 106 ናይ ቆረፃን ዲችን ብጠቅላላ ናይ መንገዲ ሰራሕቲ ማለትዉን አርዝ ወርክ ክሰርሕ ዝክእል
ስፐስፍኬሽን ዶዘር 305 ጉልበት ፈርስ ልዕሊኡን ዝኮነን ናይ ኮንስትራክሽን ማሽን መካረይን
ቦታ ኬላ ዓረፋይ ጣብያ ለምለም ወይዉን ላሕማ ምምሕዳር
ንዉሓት 7 .2 ኪሎሜትር
መዐቀኒ ብሰዓት
በዝሒ 1
ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ብቅዓት መካረዮ ኮንስትራክሽን ማሽነሪ መቀረባይነት
ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮኑን ናይ ወርሒ መጋቢት ሒሳብ ዘወራረድሉ መረዳእታ ዘለዎም
መለለዮ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ዘለዎን ዋናን ቅዳሕን ከቅርብ ዝክእል
እዚ ጨረታ እዚ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕልት ክሳብ 14 ጉንበት 2011 ዓም ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ አታዊ ምስኮነ
በቲ ዕለት 14 ጉንበት 2011 ሰዓት 3:30 ተዓፅዮ በቲ ዕለት ሰዓት 4 :00 ይክፈት
እዚ ገልፂ ጨረታ እዚ ከምዉዕሊ ኮይኑ የገልግል የገድድን ዮ
ሰቁ 0344420917 ይደዉሉ