ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ዘላታ ዘገልገለት ናይ ደረቅ ፅዕነት ኣይሱዚ ክተካሪ ስለዝደለየት ንክትወዳደሩ ትዕድም፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 8, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 9, 2011 9:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ሚያዝያ 30, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 40.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 50,000.00
bidding: search status closed

1 ተጫረቲ ከስርሕዋ ዝክእሉ ከባቢ ዝተነፀረን ነዳድን ቅብኣትን ባዕሎም ክሽፍኑ ዝክእል፤

2 ተወዳደርቲ ደኩመንት ፕሮፖዛል ብፖስታ ዝተዓሸገ ጌሮም ምስ ሙሉእ ኣድራሻኦም ጌሮም ከቅርብ ዝክእል፤

3 መከበሪ ጨረታ ብር 5000.00 ብሲፒኦ ከትሕዝ ዝክእል፤

4 መከበሪ ውዕል 15000.00 ብር ከትሕዝ ዝክእል፤

5 ዘሸነፈ ተጫራቲ ብዝሰዓሮ ዋጋ ኣብ ውሽጢ ሓደ ሰሙን ውዕሊ ክኣስር ዝክእል፤

                ክጫረት ዝደሊ ኣካል

1 ናይ ጨረታ ሰነድ ብር 40 ከፊሉ ክወስድ ዝክእል፤ ሰነድ ጨረታ ካብ መቐለ ዋና ቤት ፅሕፈት ማደኣት ቁፅሪ 19 ፋይናንስ ዕ/ንብረት ምምሕዳርን ክወስድ ዝክእል፤

2 ዝተመልአ ሰነድ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ብዝተዓሸገ ፖስታ ኣብ መቐለ ዋና ቤት ፅሕፈት ማደኣት ነዚ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ይኣቱ፡፡

3 ጨረታ ሳንዱቅ ክፍቲ ኮይኑ ዝፀንሓሉ ካብ ዕለት 28/08/2011ዓ/ም ክሳብ 08/09/2011ዓ/ም ይከውን፡፡

4 ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዕለት 08/09/2011ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 8፡30 ኮይኑ ዝክፈቱ ብተመሳሳሊ ዕለት 08/09/2011ዓ/ም ሰዓት 9፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዝተረከበሉ ኣብ ቀበሌ 15 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈትና ዝክፈት ይክውን፡፡

ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉው እዩ፡፡

ጨረታ መደብ

s