ቤት ፅሕፈት ምክሪ ክልል ትግራይ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ቀለም ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 29, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 29, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሶኒ ሚያዝያ 28, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 25/08/2011ዓ/ም ክሳብ 29/08/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡00

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 29/08/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-416570 ምድዋል ይከኣል፡፡

ጨረታ መደብ

s