ቤት ፅሕፈት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ፖሊስ ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ትራፊክ ቀለም መበፅበፂ /ቲነር/ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 26, 2011 11:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 28, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ሚያዝያ 24, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 22/08/2011ዓ/ም ክሳብ ዕለት 25/08/2011ዓ/ም ሰዓት 11፡00

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 28/08/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-408757 ምድዋል ይከኣል፡፡

ጨረታ መደብ

s