ከተማ መቐለ ማእከላይ ቤት ፍርዲ ዕ/ፋ/ን/ምም/ርን ካብ ናይ መደበኛ በጀት ንናይ ፅሕፈት መሳርሒ ዝውዕሉ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክዕድግ ይደሊ፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 17, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 18, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ሚያዝያ 16, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 15/08/2011ዓ/ም ክሳብ ዕለት 17/08/2011ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ይዕፆ፡፡
2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 17/08/2011ዓ/ም ሰዓት 10፡00 ይክፈት፡፡
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-405093 ምድዋል ይከኣል፡፡