ንዓ/ዓዲ ቴክኒክን ሞያን ኮሌጅ ግልጋሎት ዝውዕል ካብ ካፒታል ናይ ኒሳን መኪና ሞዴል Y60 ፓትሮል መለዋወጢ ኣቅሑ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 14, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 16, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 17, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 14/08/2011ዓ/ም ክሳብ 16/08/2011 ሰዓት 8፡30

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 17/08/2011ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብሰ.ቁፅሪ 0344-460323 ምድዋል ይከኣል፡፡

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s