ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣፅቢ ወንበርታ ንሴክተራት ግልጋሎት ዝውዕሉ ኢ/ማተሪያል፣ ሓፂን መፂን/ማዕፆን መስኮትን/ ፣ ናይ መኪና መቀያየሪ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 23, 2011 5:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 23, 2011 5:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሶኒ ሚያዝያ 14, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 11/08/2011 ክሳብ 23/08/2011 ሰዓት 5፡00
2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 23/08/2011ዓ/ም ሰዓት 5፡30 ይክፈት፡፡
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብሰ.ቁፅሪ 0343-400033/400010 ምድዋል ይከኣል፡፡