ፖሊ ቴክኒክን ኮሌጅ ዓዲግራት ኣብ ውሽጢ እቲ ትካል ዝርከቡ ዝ/ዩ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 30, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 30, 2011 9:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ሚያዝያ 12, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 ሰነድን ጨረታ ብነፃ ምዉሳድ ይከኣል፡፡

2 መከበሪ ጨረታ ብሲፒኦ ወይ ብጥረገንዘብ ብሽም ፖሊ ቴክኒክን ኮሌጅ ዓዲግራት ከትሕዝ ዝክእል፤

3 ሰዓራይ ኣብ ውሽጢ 10 መዓልቲ እቲ ንብረት ናይ ምልዓል ገዴታ ኣለዎ፡፡

4 እቲ ግልፂ ጨረታ 29/08/2011 ዓም ሰዓት 9፡00 ንጉሆ ተዓፅዩ ኣብ ተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 9፡30 ይክፈት፡፡

5 እቲ ኮሌጅ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ዉይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ፡፡

6 በሚዛን ዝሽወጥ ንብረት ሰዓሪ ብናይ ባዕሉ ሚዛብ ብምጥቃም መዚኑ ከልዕል ይግባእ፡፡

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344-452174

ጨረታ መደብ

s