ኤጀንሲ ልምዓት ደኣንትን ምርግጋፅ ምግቢ ውሕስና ከተማታት ክልል ትግራይ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ንምሕታም ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክሐትም ይደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 15, 2011 11:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 15, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ሚያዝያ 11, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 08/08/2011ዓ/ም ክሳብ 14/08/2011ዓ/ም ሰዓት 11፡30

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 15/08/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-406363 ምድዋል ይከኣል፡፡

ጨረታ መደብ