ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ፅሬትን ፅባቀን ከ/መቀለ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ጎማን ባትርን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 11, 2011 11:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 11, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ሚያዝያ 8, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 08/08/2011ዓ/ም ክሳብ ዕለት 10/08/2011ዓ/ም ሰዓት 11፡00 ይከውን፡፡

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 11/08/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-408757 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፡፡

ጨረታ መደብ

s