ኮሌጅ ትምህርቲ መምህራንን ኣመራርሓ ትምህርትን ዓብይ ዓዲ ናይ ሞዴል HZJ 80 ኮብራ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 8, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 8, 2011 9:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ሚያዝያ 3, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 02/08/2011ዓ/ም ክሳብ ዕለት 07/08/2011ዓ/ም ሰዓት 9፡00

2 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 07/08/2011ዓ/ም ሰዓት 9፡30

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0937-026218/0926-783783 ምድዋል ይከኣል፡፡

ጨረታ መደብ

s