መቐለ ቀዳማይ ወያነ ገዛ ስራሕ ሕ/ስ/ማ ንብረት ዝኮነት ዘገልገለት ትሰርሕ ናይ ሽንት ቤት መጣጢት ታንከር ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 9, 2011 10:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 9, 2011 11:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ሚያዝያ 2, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
bidding: search status closed
1 ነቲ መሸጣ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሰነድ መምርሒ ብር 50.00 ብምክፋል ምውሳድ ይከኣል፤፤
2 ናይ ጨረታ መከበሪ ውሕስና ብር 10000.00 ሽሕ ብር ብሲፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከተትሕዙ ይግባእ፡፡
3 ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ካብ ዕለት 01/08/2011ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 15/08/2011ዓ/ም ሰዓት 10፡00 ብምውሳድ ኣብ ቤት ፅሕፈት ብሎክ ረ ገዛ ቁፅሪ 307 ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝትገዝእሉ ዋጋ ብፖስታ ኣሺግኩም ክተእትው ይግባእ፡፡
4 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 15/08/2011ዓ/ም ሰዓት 10፡30 ድ.ቀትሪ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 1፡00 ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለውሉ ይክፈት፡፡
5 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-415316 ምድዋል ይከኣል: