ኤጀንሲ ምስ/ሕ/ስ/ማሕበራት ዕደጋ ልምዓትን ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 4, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 4, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ሚያዝያ 2, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ

1 እዚ ፕሮፎርማ ክሳብ 04/08/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡00

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 04/08/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-402965/402966 ምድዋል ይከኣል፡፡

ጨረታ መደብ