ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ር/ህ/መ/ትን ኮ.መ.ትን ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መ/ጎማን ባትርን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 3, 2011 11:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 3, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ሚያዝያ 1, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 እዚ ፕሮፎርማ ክሳብ 02/08/2011ዓ/ም ሰዓት 11፡00

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 03/08/2011ዓ/ም ንግሆ ሰዓት 3፡00 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብሰ.ቁፀሪ 0342-408737/408501 ምድዋል ይከኣል፡፡

ጨረታ መደብ

s