ን3ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 1, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 1, 2011 3:31 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም መጋቢት 28, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ

1 እዚ ፕሮፎርማ ክሳብ 01/08/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡30

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 01/08/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብሰ.ቁፅሪ 0344-404346/403663 ምድዋል ይከኣል፡፡

ጨረታ መደብ