ቢሮ ልምዓት ከተማ ንግድን ኢንዱስትሪን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 1, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 1, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ መጋቢት 27, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
ተ.ቁ | ዝርዝር መግለፂ | ስፔስፊኬሽን | መዐቀኒ | በዝሒ |
1 | CAT T6 LAN cable | ጥቅላል | 01 | |
2 | RJ-45 | ቁፅሪ | 200 | |
3 | Formatter bord new | HP-2055 | ቁፅሪ | 1 |
1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 26/07/2011ዓ/ም ክሳብ 01/08/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡00
2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 01/08/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ይክፈት፡፡
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-400129/408973 ምድዋል ይከኣል፡፡