ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ናይ ቤተ ፈተነ ዘድልዩ ናውቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 1, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 1, 2011 9:10 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ መጋቢት 26, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 25/07/2011ዓ/ም ክሳብ 30/07/2011ዓ/ም ሰዓት 9፡00
2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 30/07/2011ዓ/ም ሰዓት 9፡10 ይክፈት፡፡
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-413232 ምድዋል ይከኣል፡፡