ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዳስትሪ ትግራይ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ኣወደዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 26, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 26, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ መጋቢት 25, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 24/07/2011ዓ/ም ክሳብ 26/07/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡00

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 27/07/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-417669 ምድዋል ይከኣል፡፡

ጨረታ መደብ