ብምልክታ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ ሳምፕል መፂእኩም ብምርኣይ እስፐስፊከሽን ብምዉሳድ ሰነድ ብምግዛእ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 27, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 28, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ መስከረም 21, 2008
posted:ልዕሊ 11 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
bidding: search status closed
1 ዝምልከቶም ኣብ ላዕሊ ተዘሪዚሩም ዘለዉ ስራሕቲ ትካላት ናይ ዋጋ መቕረቢኹም
2 ካብ ዕለት 19 /01 /2008 ዓ/ም ክሳብ 27/01/2008 ዓ/ም ሰዓት 8:00 መወዳእታ መዕፀዊ ይኸዉን
3 እቲ ዕለት 28/01/2008 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ይክፈት
4 ሽንት ቤት : ሻወር : ቧንቧ ፅገና
5 ተወዳደርቲ ናይ ትካሎም ንግዲ ፍቃድ ን 2008 ዓ/ም ዝተሐደሰ
6 ቲን ነምበር ዘለዎ
7 ብመቅረባይነት ሰርቲፊኬት ዝተመዝገብኩም ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ኣተሓሒዝኩም ክተቅርቡ ግድን ይከዉን በዓል ዋና ኣብ ንግዲ ፍቃድን ማህተምን ሽምን ናይ ዋጋ መቅረቢ እንተዘይብሉ እቲ ምልክታ ጨረታ ተቀባልነት የብሉን
8 መክበሪ ጨረታ ዘይምለስ 20 ብር ይግባእ
9 መኽበሪ ጨረታ ብጥረ ገንዘብ 3000 ብር ወይም ( ሕጋዊ CPO) ከትሕዝ ዝኽእል
10 ዋጋ ዘቅርብሉ ሰዓራይ ዝኮነ ዉዕሊ ይኣስርን አት ንብረት ብቅልጡፍ ከቅርብ ከምዝግበኦን ንፁር ምፍላጥ የድሊ
11 ሰዓራይ ብናይ ባዕልኩም ትራንስፖርት ናብ እቲ ቢሮ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
12 መተሓሓሰቢ ካብ ዝአሰረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 3 መዓልቲ ዉዕል ይአስር
ንዝበለፀ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344420221 /0344420305 0914486195 ኩሓ ሆስፒታል