ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ከ/ልምዓት፣ ከ/መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወደዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 27, 2011 11:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 27, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ መጋቢት 25, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 24/07/2011ዓ/ም ክሳብ 26/07/2011ዓ/ም ሰዓት 11፡00
2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 27/07/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ይክፈት፡፡
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-408757 ምድዋል ይከኣል፡፡