ቤት ማዛጋጃ ከተማ ፍረወይኒ ኣብ ዓመት 2011 ዓ/ም ሞተር ሳይክል ብግልፂ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ስለዚ ነዞም ረቋሕታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትዋዳደሩ ንዕድም።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 9, 2011 8:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 9, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ መጋቢት 25, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
bidding: search status closed
1 ናይ ዝወዳደርሉ ዘፈር ንግዲ 2011 ዓ/ም ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ኣብቲ ጨረታ ዝኽፈተሉ መዓልቲ ቅዳሕ ዘቅርብ፤
2 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50.00 ቅርሺ ዘትሕዝ፤
3 ሰነድ ጨረታ ዝውሃበሉ ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ 25/07/2011ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 09/08/2011ዓ/ም ንተኸታታሊ 10 ማዓልትታት ይኸውን።
4 ሰነድ ጨረታ ዝዕፀወሉ 09/08/2011ዓ/ም ሰዓት 8:00 ኾይኑ ዝኽፈተሉ ድማ በቲ ዕለት ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለውሉ 8:30 ይኸውን።
5 ጨረታ መኸበሪ ብሲፒኦ ወይድማ ብጥረ ገንዘብ 5000.00 ሽሕ ቅርሺ ምስ ሰነድ ጨረታ ናብቲ ሳንዱቅ የእቱ።
መተሐሳሰቢ ዝርዝር መምርሒ ጨረታ ምስ ሰነድ ጨረታ ዝሽየጥ ምዃኑ ንሕብር።
ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-470283 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል።