ዓ/ዓዲ ቴክኒክን ሞያን ኮሌጅ ናይ ሞርሳ ቀዋሚ ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 27, 2011 10:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 27, 2011 10:01 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ መጋቢት 24, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 23/07/2011ዓ/ም ክሳብ 25/07/2011ዓ/ም ሰዓት 10፡00

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 26/07/2011ዓ/ም ሰዓት 10፡00 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ0344-460323 0914-754360/0914-101910/0914-266906 ምድዋል ይከኣል፡፡

ጨረታ መደብ

s